https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12021
ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2012ዓ/ም 2ይ መንፈቅ ፍርቂ ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት/ ጎማ ናይ መኪና / ንናዉቲ ፅገና ህንፃ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 04:45 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 04:48 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 በቲ ዓዉደ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ ከፋላይ ከምኡዉን ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት መቕረባይነት ከቅርብ ዝክእል

2 ካብ ትካልና ደጋፊ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ካብ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ፕሮፎርማ ከምትወስዱ ከምትክእሉ ብምፍላጥ ሳንዱቕ ጨረታ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ ኣብ ዘለዉሉ ሰዓት 4፡45 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 03 42 40 24 90/03 42 40 39 12 ደዊልኩም ክትሓቱ ትኽእሉ ምድዋል ይከኣል