https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11890
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዕደጋ ኣገልግሎት ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ብውሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሐመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 11:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሰነድ ዋጋ ብነፃ ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ርን  ቢሮ ቁፀሪ 163 ካብ 08/10/2012ዓ/ም ክሳብ 16/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-481035 / 0011 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ።