https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11877
ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክ /መብራህቲ ናዉቲ/ እና ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 15, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 15, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ብዘርፉ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃደ ዘሐደስኩም፤

2 ካብ ትልምን ፋይናንስን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩምን ናይ ሚያዝያ 2012ዓ/ም ዘፍለጥኩምን፤

3 መለለይ ቲን ቁፅሪ ዘለኩምን ንክትወዳደሩ እንትንዕድም፤

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንሕድሕዶም 150.00 ብር ብምኽፋል ካብ እንትጮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረት ምውሳድ ይከኣል።

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ መኸበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ/ ነንሕድሕዶም 10,000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል፤

6 ጨረታ ኣሸናፊ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ውዕሊ ዝኣስር ፤

7 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 01/10/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፈይ/ምም/ር/ንብረትን 15ተተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምወሳድ ይከአል።

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትው እትኽእሉን ስርዝ ድልዝ ተቀባልነት የብሉን።

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ቅ.ቀትሪ ዝኽፈተሉ ድማ 8:30 ቅ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ወይ በማመልከቻ ኣብ ዝተረኸበሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይኽፈት።

10 እዚ ዋጋ እዙይ ን60 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ።

11 ፅ/ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 03 44 49 14 40 /0939 19 45 60 /09 42 66 33 64 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።