https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11642
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽራሮ ን2012 ዓም 3ይ ዙር ንከተማ ሸራሮ ዘገልግል ናዉቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ኤሌክትሪክ፣ ተሽከርከርቲ ፣ ሕትመት፣ ሕክምና፣ ተክልን ሳዕርን ፣ ሓፂነ መፂን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6000
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት መኪና/ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ኣብ ናይ ፋይናንስ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ዘቅርብ

2 ናይ 2012 ዓም ፍቃድ ንግድ ዘሐደስኩምተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ወረቀት ምስክር መቅረባይነት እዉን ከቅርብ ዝክእል

3 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምሰናይ ዋጋ መቀረቢ ሰነድ ዓሺግኩም ኣብ ሳፁን ጨረታ ክተእትዉን ዋና መረዳእታኩም እተቅርቡን

4 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝኮዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ 6000 ቅርሺ ከቅርብ ዝክአል

5 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምኻኖም ምስ ፈለጡ ድማ እቲ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መጋዕዝያ ኣብ ዉሸጢ 10ተ መዓልቲ ናብቲ ቤት ፅሕፈት ተረክቡ

6 ሰዓርቲ ምካንኩም ምስፈለጥኩም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓለቲ ዉዕሊ ትኣስሩ ካብ ዝሰዓርክምዎ 10% ተትሕዙ

7 ሰነድ ጨረታ 150 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽራሮ  ምዉሳድ ይከኣል

8 ሰነድ ጨረታ ካብ 17/09/2012 ዓም ክሳብ 02/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ክትወስዱ ንዕድም

9 ሳንዱቅ ጨረታ 02/ 10/2012ዓ/ም  ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 32 037840