https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11511
መባእታዊ ሆስፒታል ወልቃይት ዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መድሓኒት ፣ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጉንበት 23, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ናይ መቅረብቲ ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋልቲ ግብሪ ዋናን ቅዳሕን

4 ነቲ ዝካየድ ጨረታ መኸበሪ ዝዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ፣ መድሓኒት ፣ ናዉቲ ሕክምና  6000.00 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይ ካዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ዘቅርቡ

4 ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያ ኣጋዓዒዞም ኣብ ወልቃይት መባእታዊ ሆስፒታል ከረክቡ ዝክአሉ

5 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ካብ 08/06/2012ዓ/ም ክሳብ 23/09/2012ዓ/ም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ሱሑል እንዳስላሰ እናወሰዱ ሓደ ዋናን ቅዳሕን ብምግባር ኣብ ሆስፒታል ሱሑል እንዳስላሰ ናብ ዝርከብ ጨረታ ሳጡን ከእትዉ ዝክእሉ

7 እቲ ጨረታ 23/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ሱሑል እንዳስላሰ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 12 01 95 87 /09 14 04 21 42 /09 79 10 17 45