https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11347
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ናይ ኤሌክትሪክስቲ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ሞተር ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ብሽክሌታን ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ስዒቦም ዘለው ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን፣

2 መለለዩ ቲን ናምበር

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ሚያዝያ መጋቢት 2012 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕ ገይሮም ዘቅርቡ፤

4 ደረጁኡ ዝሓለወ ማለት አዉን ኦርጅናል ንብረት እተቅርቡ

5 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ዋጋ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል  ከምኡ እዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

6 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ዘቅርብ

7 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብጥረገንዘብ ዘትሕዝ፤

8 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን60 መዓልታት ይከውን፡፡

9 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡ ከምኡ እዉን 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 መኸበሪ ጨረታ ን ኤሌክትሮኒክስን መሳርሒ ህንፃን ንሕድሕድ 10000.00 ቅርሺ ፣ ንመሳርሒ ፅሕፈት ሞተርሳይክል ፣መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን፣ኤሌክትሪክስቲ፣ ናዉቲ ቢሮን ሕድሕድ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

11 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 27/08/2012ዓም ክሳብ 12/09/2012 ዓም ኮይኑ ጨረታ 12/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344443582 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡