https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11039
ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ፀገዴ ዝርከብ መዓርግ ሆስፒታል፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ቲን ነምበር ዘለኩም፣ ፍቃድ መቅረባይነት ዘለኩም፤

3 ዝተሓደሰ ናይ ሞያ መቅረባይነት ዘቅርብ

4 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 10,000 .00ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 መቅረብቲ መድሓኒት ዝኮንኩም ዝተሓደሰ ናይ ሞያ ፍቃድ ክተቅርቡ ይግባእ

6 ናይ ሓደ ሰነድ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ክትገዝኡ ትክእሉ፤

7 ጨረታ 01/08/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ እናመፃእኩም ክትገዝኡ ትክእሉ፤

9 እቲ ሆስፒታል ዘሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914-387011/0348990069/0939664204 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ