https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10688
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢ/ማቴሪያል ዉፅኢት ማዕድንን፣ ፅሕፈት መሳርሕን ስነ ሂወታዊ ዘርእታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 30, 2012 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ 2012ዓ/ም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤

2 መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤

3 ተወሳኺ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኾኑን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

4 መኸበሪ ጨረታ ንኢማተርያል 4000.00 ቅርሺ ፣ ንዉፅኢት ማዕድን 50000.00 ቅርሺ ንፅሕፈት መሳርሒ 3000.00 ንቡክሌት 2000.00 ኸ ንስነ ሂወታዊ ዘርእታት 5000.00 ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ  ከትሕዝ ኣለዎ።

5 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከ/ስ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50.00 ጥራሕ ቅርሺ ይኸውን።

6 ዋጋ ን45 መዓልቲታት ፀኒዑ ይፀንሕ

7 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን መጋዓዝያን ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ዝገብሩ

8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 20/06/2012ዓ/ም ክሳብ 30/06/2012ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 25/06/2012 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።

9እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343-400033/10 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።