https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1066
ሳይክል፣ ጄነረተርን ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 21, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ስለዚእዚዝስዕብሮቋሕታትእተማልኡተጫረቲንክትወዳደሩንዕድም

  1.  ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ:
  2. ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት :
  3. ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብትን ናይ ወርሒ ሕዳር ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ኣለዎ
  4. ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ  ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 21/04/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 50 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል
  5.  ናይ ጨረታ መኽበሪ  ንጀነሬተር ዕድጊት 16000 ቅርሺ  ንሞተር ሳይክል ዕድጊት 5000 ቅርሺ  ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ወይድማ አብ ቅደመ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል
  6.  ጨረታ  ዝዕፀወሉ ዕለት 13/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ  በቲ ዕለት 13/05/2005 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣበ ዘለዉዎ ይኽፈት ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን
  7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ኣለዎም
  8. ንተወሳኪ ዝተማለአ መምርሒ ሰነድ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ተተሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
  9. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ  እዩ::
  10. ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተክርስትያን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቁፅሪ 034 እዩ::

 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0344406839/ 408501ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

 ናይጨረታመዕፀዉንመከፈትንበዓልእንተዊሉኣብዝቕፅልናይስራሕመዓልቲይኸዉን::