https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10579
ቤት ፅሕፈት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ትግራይ ናይ ዓድዋ አገልገሎት መዉሃቢ ቤት ፅሕፈት ናይ ህንፃ መወዲኢ ዘድልዩ ናዉቲ ማለት እዉን ናይ ዕንፀይቲ : ናይ ኣሉሚኒየምን : ሰራሚክን ከምእዉን ናይ ኢድ ዋጋ ሙሉእ ስራሕ ወዲኡ ዘረክብ በግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 16, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ስለዝኮነ ድማ ነዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ ደረጃ 10 ኮንትራክተር ረቆሒታት ዘማለአን ወይድማንግዲ ፍቃድ ዘለዎን  ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ክሳተፍ ይክእል

2 ተጫረቲ 400 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 12/6/2012 ጀሚሩ ክሳብ 16/6/2012 ዓም ሰዓት 830 ድሕሪ ቀትሪ ክዕድጉ ይክእሉ

3 እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ 16/6/2012 ዓም  ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 16/6/2012 ዓም ሰዓት 9:30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

4 ኣድራሻ መቐለን ትሕቲ ሆቴል ፕላኔት ዝርከብ ህንፃ ኮንስተራክሽን ዛምራ ዝረከብ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 1 እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406712 ሰዊሎም ምሕታት ይክእሉ