https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10532
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሃንድ ጂፒኤስን ፣ ብድጅታል ካሜራ ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 23, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መዐደጊ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ክከፍል ዝክእል

3 ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 10/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 23/06/2012ዓ/ም ንተከታተልቲ 10 መዓልቲ ይከዉን

4 ሰነድ ጨረታ 23/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈይት

5 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ምስ ሰነድ ናብቲ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል

6 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 75 00 13