https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10437
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ኣክሱም ዝዉዕል ህንፃ ክሰርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:400
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1 ደረጃ 7ተ ልዕሊኡን

2 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 400 ቅርሺ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

4 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 75 25 14/ 09 14 04 56 61