https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10256
ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና መሳርሒ B.P COUGH /DIGITAL/ ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ክሳብ 19/05/2012ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይኽፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬ 03 44 42 03 31