ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2012 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ምልክታ ፕሮፎርማ ዝምልከት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ቲን ቑፅሪ ዘለዎ ምካኑ ብግልፂ ዘንብብ መረዳአታ ከቅርብ ይግባእ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 08/04/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/04/2012 ሰዓት 8፡40 ኣብ ቢሮ ትመህርቲ 1ይ ደብሪ ዕደጋ ክፍሊ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዕለት 13/04/ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ተዓሺጉ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

4 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ . 03 44 40 34 77 /03 44 40 82 99

ድሕሪት
ጨረታ መደብ