ኮሌጅ ኪነጥበባት ትግራይ ናይ መስትዋት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕደጋ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም

2 እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 07/04/2012ዓ/ም ክሳብ 10/04/2012 ዝፀንሕ እንትኮን ዕለት 10/04/2012 ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3  ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፌርማን ይጠቐሙ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 94 67/ 09 14 41 30 07  ምድዋል ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ