ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ እተቅርቡ ዝክእል ይዕድም

4 ተወዳደርቲ እትጫረቱ ደኩሜንት ብፖስተ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 02/ 04/ 2012 ክሳብ 06/04/2012 ዓም እናመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 06/04/2012 ዓም ቅድሚ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለተ እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0342414266 / 42413795

ድሕሪት
ጨረታ መደብ