ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኮብል ስቶን /ፅሩብ እምኒ/ ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ብደኣንት ዝተወሃበን ሕጋዉነቱ ዘማለአን

2 መጓዓዓዚ ብናይ መቅረባይ ሓላፍነት ናብ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ የቅርብ

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ 30/03/2012ዓ/ም ክሳብ 03/04/2012

4 ፕሮፎርማ ዝዕሸገሉ 03/04/2012ሰዓት 4፡00 በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ይክፈት

5 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበረታ 03 44 44 35 82

ድሕሪት
ጨረታ መደብ