ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋ ኢ ልምዓት ወረዳ ቆላ ተምቤን ግልፂጨረታ ኣብ ዘበነ 2008 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዘመናዊ ዳቨርሽን በዝሒ 1 : ቸክዳም ዳይበርሽን በዝሒ 1 : ናይ ኢድ ካዕቲ ማይ መስተ ፅሩይ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ቆላ ተምቤን ጣብያታት በዝሒ 18 ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25000.00
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ስለዚ ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ መሰረት ብምግባር ንክትሳተፉ ይዕድም

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ብናይ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ዘለዎ ኮይኑ እቲ ተታሒዙ ዘሎ ስፐስፊኬሽን ብድምር ኩዒቱ ክነድቅ ዝክእልን በቲ ዝተመልአ ዋጋ ድማ አብ ተን ዝተጠቀሳ ጣብያታት ከስርሕ ዝክእል
  2. ባዕሉ ተጫራታይ አብ ዝወፀ እስፐስፊኬሽን ምዉሳኽ ምቅናስ ምስራዝ ኣይካኣልን
  3. እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
  4. ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 ሐደ ምኢቲ ከፊሉ እቲጨረታሰነድካብ  ቤ/ ፅሕፈትናእቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 20 /03 /2008 ዓ/ም  ክሳብ  08 /04/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነ  ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
  5. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 08 /04/ 2008 ዓ/ም ሰዓት  8:30  ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት  8:45  ናይ ንጎሆ ይኽፈት መክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን::
  6. ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር  25000/ ዒስራን ሐሙሽተን ሽሕ ብር/ ብ CPO ወይ ብብር ከትሕዝ ዝክእል ::
  7. እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ ናይ መሽነሪ በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ዉክልና ክራይ መረዳእታ ዘለዎ
  8. ነዚ  ዘድሊ መሽነሪ ዝኮነ ይኹን ወፃኢታት መጎዓዓዚ ማለት መምፅእን መምለስን ከምኡዉን ነዳዲ ኩሉ ባዕሉክሽፍን ዝኽእል::
  9. ኣብ ስራሕ እዋን ንዝገጥም ብልሽት ባዕሉ ክፅግን ዝኽእል::
  10. እዚ ግልፂ ጨረታ  ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
  11. እዚ ግልፂ ጨረታ እዚ ከም ሕጋዊ ዉዕሊ የገልግል
  12. ናይ  2008 ዓ/ም ሙሉእ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
  13. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ  /ቲንካርድ /  ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ    0344460052 / 0344460116 / 0914687716

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s