ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ ናይ መፅሓፍ መለለይ መንነትን ባጅን ግልጋሎት ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 24, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ 22/03/2012ዓ/ም ክሳብ 24/03/2012 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ሰነድ መሊኡ ናብቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጄንሲ ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 24/03/2012  ድ/ሰዓት 09፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 09፡30 ይክፈት

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54

ድሕሪት
ጨረታ መደብ