ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዩኒፎርማ ንደቂ ኣንስትዮ ንደቂ ተባዕቲዮን ካብ መቅረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስፊ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 09:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 10:00 ደ/ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

3 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት

4 ኣብ ቲኦቲ ወይ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ

5 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይካኣል

6 መከበሪ ጨረታ ብር 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ሲፒኦ ብሽም ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ዝተሰርሐ ኣብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቕረብ

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 17/03/2012ዓ/ም ክሳብ 26/03/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 8፡00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 26/03/2012ንጉሆ ሰዓት9፡45 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 10፡00 ይክፈት

9 ትካልና ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ኣድራሻና ፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትዉ ኢልካ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ኣድማስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 01 38

ድሕሪት
ጨረታ መደብ