ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን መቐለ ንኩለን ከ/ስራሕቲ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግብረቲ ዝኸፈሉ ናይ 2011/12 ዝተሓደሰ ነግዲ ፍቃድ ቲን ፣ መቅረባይት ሰርትፊኬት ፣ ቫት ተመዝገብትን ናይ ቀረባ እዋን ዲክለረሽን ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከየማ ሰሜን መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ 10/03/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50 ብር ብ ምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ መኸበሪ ናይ ፈርኒቸር 4000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ቸክ ብሽም ቤት ማዛጋጃ ል/ከተማ ሰሜን ከትሕዝ ዝኽእል

4 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ክሳብ ዕለት 25/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይኸዉን

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

6 ንተወሳለኪ ሓበሬታ 03 42 41 54 76  ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

  

ድሕሪት
ጨረታ መደብ