ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማታት ሓወልቲን ሓድነትን ናይ ሓምለዋይ ልምዓትን ግሪነሪ ናይ ኮንስትራክሽን ክንክን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክነስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ናይ 2011/12 ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ናይ ግበሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተሓደሰ መቕረባይ ሰርትፊኬት፣ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬት ፣ ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ባት ዲክልረሽን ከቕርቡ ዝክእሉ

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 02/03/2012 ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 መኸበሪ ጨረታ  30000.00 ፣ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ሲፒኦ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንቴኪቡ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 85 01 /03 42 40 87 57 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ