ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 26/02/2012ዓ/ም ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይከውን፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470092 ምድዋል ይከኣል፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ