ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 08:32 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ሐደ ዋጋ መቅረቢኩም ክሳብ ዕለት 28/02/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

2 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ንግዲን ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ መቕረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 28/ 02/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ይክፈት

ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46/ 03 44 40 36 63

ድሕሪት
ጨረታ መደብ