ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ ፡ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ

3 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

4 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተመን፣ ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ካበ ዕለት 14/02/2012 ክሳብ 18/02/2012 ሰዓት 8፡00 ክትቀርቡ/ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/02/2012 ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይክፈት

6 ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከም ዝኮነ ንሕብር

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 65 70 ሓድሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ