ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተር ቀለም ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 04:03 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን

2 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ፍቃድ ከቅቡ ዝክእሉ

4 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ዕሹግ ፖስታ ማህተም ፣ ፌርማ ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ዝገልፁ

5 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ 11/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 44 40 65 77 ደዊልኩም ክትሓቱ ትክእሉ ምካኑ ንገልፅ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ