ተቁ | ዓይነት ንብረት | በዝሒ | መብርሂ |
1 | ቶሺባ ላፕቶፕ | 3 |
|
2 | ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ | 1 | My pass port HD -500GB |
3 | ፍላሽ 4GB SUN DISK | 5 |
|
4 | ካስዩ ኩሌተር ንእሽተይ | 2 |
|
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግበኦም ረቆሒታት
1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አለዎ ኮይኑ ናይ 2008 ንግዲ ፍቓዶም ዝተሐደሰ::
2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ቫት /TOT/ ተመዝገብቲ ምኮንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ዝክእሉን::
3 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ እንተዘይተፈሪሙሉ ተቐባልነት የብሉን::
4 ናይ ጨረታ መከበሪ ዋስተና ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO ብሽም ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል::
5 ብዝተወሃበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ከረክብ ዝክእል
6 እዚ ሰነድ አብ ሕጊ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ምኻኑ ከፍልጥ ይግባእ::
7 ዝሰዓረ ትካል ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተረጋገፀ አበ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር
8 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ አብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ሰሪሑ ከረኽበ ዝክእል::
9 እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ናይ ጨረታ ሰነድ 20 ብር /ዒስራ ብር / ብክፋል ክትወስዱ ትኽእሉ::
10 እዚ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነሉ ዝኾነ ሕቶ ዘለዎ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕርብ አለዎ::
11 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/03 /2008 ዓ/ም ክሳብ 14/ 03 /2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ/ቀተሪ ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ይ ደብሪ ይኽፈት::
12 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ
ሞባይል 0914 - 765389
ኣድራሻ ኣብ ጥቃ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ህንፃ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6ይ ደብሪ ምምሕዳርን ግልጋሎትን ቢሮ እዩ ::
ድሕሪት