ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2012 ንሆቴል ማናጅምንት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝስዕብ ንብረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለ ዝኾነ ድማ ዝምልከተኩም መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 5/02/2012 ክሳብ 07/02/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ይዉዕል ዕለት 10/02/2011 ሰዓት 3፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 18 28 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ