ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይዛና ን ቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል ፣ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መደባይ ዛና
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011/12ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ከፈልቲ ግበሪ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምስክር ከቅርብ ዝክአል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ከተቕርቡ ትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልመን ፋይናንስን ወረዳ መደባይዛና ቢሮ ቁፅሪ 14 ክተወስዱ ትከአሉ

5 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ፣ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሐዝ ዝክአል

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 19/1/2012ዓ/ም ክሳብ 03/02/2012ዓ/ም ኮይኑ 03/2/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

7 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም።

8 ቤት ፅሕፈትና ተጫረቲ ኣብ ዝሰዓርዎ ነብሲ ወከፍ ንብረት 20% ክውስኽን ክንኪን ይኽእል እዩ ።

9 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0347760316 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ