ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 03:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 20/1/2012ዓ/ም ክሳብ 23/1/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/1/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት 3፡15 ይክፈትይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344403656ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ