ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባትሪ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣

3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል

4 ኣብ ዝርዝር መቕረቢ ዋጋ ማሕተም ናይ ድርጅትኩም ክዓርፍ ኣለዎ

5 መቕረብቲ ካብ ዕለት 06/1/2012 ዓ/ም ክሳብ 08/1/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትኽእሉ

6 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/1/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ