1 ናይ 2011 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ፤
2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት ክተቕርቡ እትክእሉ::
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ Tin : VAT ሰርቲፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ::
4 ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ዳይሬክተራት ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 59 ምዉሳድ ይካኣል ካብ 05/1/2012 ዓ/ም ክሳብ 08/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት
5 ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0342 40 01 29 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ
ድሕሪት