ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ኣባድላ kun-25፡3L-166ን ሚስትቡሽ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ንምዕዳግ ስለ ዝተደለየ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2 ተወዳደርቲ እዚ ሰነድ ካብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስ ብምዉሳድ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሰነድ ፕሮፎርማ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስን ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/12/2011ዓ/ም ክሳብ 27/12/2011 ተመሊኡ ምስተመለሰ ዕለት 27/12/2011 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ 8፡30 ድማ ይክፈት

4 እዚ ፕሮፎርማ ክንዲ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ሕልዉ እዩ

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 71 04 ምሕታት ይካኣል እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ