ህዝባዊ መድሓኒት መቐከ /ከነማ ፋርማሲ/ ዝህቦም ግልጋሎት ንተገልገልቲ ንምብፃሕ ንዝምልከቶም ፕሮሞተራት ኣወዳዲሩ ብምልክታ ንክነግር ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ነሓሰ 26, 2011 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ሰርቲፊኬት ዘለኩም ምኻኖም መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ቫት ወይ ቲኦቲ ዝተመዝገበ

3 ኣብ ሚዲያ ስሩዕ ሰዓት ኣየር ዘለኩም

4 ኣብ ዝርያ ኣፋዉስ ቅድሚ ከዚ ዝሰርሑ ተኮይኑ ይምረፅ

5 ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት ካብ 21/12/2011ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ተከታታሊ ናይ ስራሕ 5ተ መዓልትታት

6 ጨረታ ዕለት 26/12/2011 ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 01 11 ወይ 03 42 40 66 07 ምድዋል ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ