ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ 1 ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2011 ዝተሓደሰ

2 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለራስዮን ዝገበርኩም

5 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሴርትፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

6 ጨረታ መኸበሪ 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽአል

7 ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50  ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ወረዳ ሓዉዜን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ቀፅሪ 01 ምዉሳድ ይከኣል

8 ካብ  ዕለት 16/12/2011 ጀመሩ ዝርዝር ዘርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምምላእ ቢሮ ቁፅሪ 01 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ይኣቱ

9 ናይ ፅ/ት መሳርሒ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 1/13/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብ ናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ብምሽፋን ከቅርብ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ