ኢንተርፕራዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

PR ቁፅሪ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ

መዓቀኒ

በዝሒ

30519

1

Angle Iron L=6m

40mm*40mm*3mm

pcs

50

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ቲን ናምበርን ቫትን ኮፒ ከተሓሓዝ አለዎ

2 እቲ ዝተቀመጠ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ/ ዘለዎ ዘይብሉን ምካኑ ብንፁር ክቅመጥ አለዎ

3 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተፈለጠ ግዚ ጀሚሩ ኣብ ዝሐፀረ ግዘ ግልጋሎት (ኣቅሓ) ክህብ አለዎ

4 ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ አለዎ

5 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 13/12/2011 ዓም ክሳብ 15/ 12/ 2011 ዓም

6 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/12 /2011 ዓም ሰዓት 2:30 ይከዉን

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674

ድሕሪት
ጨረታ መደብ