ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ብቅዓት ዘለኩም መቅረብቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫረቲ ተዛማዲ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅርን ኦርጂናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ዝርዝር/ሰነድ/ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምዉሳድ ይክእሉ።

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዋጋ ብሰምዒ ዝተኣሸገ ፖስታ ኣብ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/08/2019 ዓ/ም.ፈ ክሳብ 3/09/2019 ዓ/ም.ፈ ድሕሪ ሰዓት 8:00 ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክእትዉ ይክእሉ።

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ (ሲፒኦ) ብር5,000.00 (ሓሙሽተሽሕ ብር) ብዝተዓሸገ ፖስታ ምስ ናይ ጨረታ ደኩመንት ብምትሕሓዝ ክእትዉ አለዎም :: ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

4 እዚ ጨረታ ዕለት 03/09/2019 ዓ.ም.ፈ ድሕሪ ሰዓት ልክዕ ሰዓት 8:00 ሰዓት ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ መቐለ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝርከብ መኣከቢ ኣዳራሽ ዝክፈት እንትኮን ሰነዶም ዝተማልአ እንተኮይኑ እንተዘይተረከቡ እዉን እቲ ጨረታ ሰነድ ዝክፈት ይከዉን

5 ኩባንያና መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 251 930413111 ወይ 044406803 ይደወሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ