ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ሞዴል መኪና እስፔር መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ፊልትሮ ዘይቲ

90915-2204

ቁፅሪ

01

2

ፊልትሮ ናፍጣ

23390-64480

ቁፅሪ

01

3

ሁድ ህንቻ ረዝ

53420-35030

ቁፅሪ

01

4

ኣንከር ኣርኽ ቦልት ምስነት

90101-12159

ቁፅሪ

01

5

ቦልጀይንት ለወር

43330-39835

ቁፅሪ

01

6

ክላች ማስተር ሲሊንደር

31410-60571

ቁፅሪ

01

7

ፓስትሽ

ቁፅሪ

01

8

ወሸር

90948-02190

ቁፅሪ

04

9

ቡሺንግ

90848-01002

ቁፅሪ

04

10

ነት

94184-61000

ቁፅሪ

01

11

ቦልት

90101-101400

ቁፅሪ

01

1 ተጫረትቲ ኣብ ዝወፀ ናይ ጨረታ / Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ነዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ነጋዶ ነዚ ዓይነት ቀረብ ንካቅርቡ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቁፅሪን /ቲን ናምበር/ ዝሓዙ ጥራሕ ክኮኑ ኣለዎ

3  ኣብዚ ጨረታ ብፊደልን ብኣሃዝን ኣብ ዝተፈቐደ ሰደቃ ሰንጠረዥ ክምላእ ይግባእ

4 2ተ ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ክክፍል ዝክእል

5 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 እዚ ጨረታ ቅጥዒ ብዝግባእ መሊኡ ንዕለት 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ናብ ቤት ምክሪ ዘፈር ማሕበር ነጋዶ መቐለ ዘቕርብ ዝተዓሸገ ፖስታ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት  

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 460052/052ምድዋል ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ