ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ፉሉይ ቦታ ቀበሌ 06 ፊት ንፊት ገነት ሚድያ ዉርድ ኢልካ ጎኒ መኻዚኖ ዋልያ ቢራ ዝርከብ ብግምት ስፍሓቱ 2336 ሜ2 ከባ ዝኾነ ዝተሰርሐ 2 ዓበይቲ መካዚኖ ፣ 4 ክፍሊ ገዛ ዘለዎ ኮይኑ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ዝኮነ ኣብ ዋና መስመር ኣስፋልት ዝርከብ ንዝተፈላለየ ንግዲ ወይ መኻዚኖ ግልጋሎት ዝዉዕል በቢ ዓመቱ ዝሕደስ ክሳብ 3 ዓመት ክተካሪ ስለ ዝደለየት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኣብ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰን ደረጃ 11 ልዕሊኡን

1 ክፍለት ክራይ ኩሉ ግዜ ቀዲሙ በቢ ወርሑ ዕለታት 1-5 ኣብ ዘለዉ መዓልቲ ክኸፍል ዝክእል

2 ዝኮነ ስራሕ ህንፃ ከፍርስ ወይ ንምፍራስ ምኽንያት ኽኸዉን ዝኽእል ክሰርሕ ዘይኽእል

3 ካብ ዝኣተወሉ ዉዕል ወፃኢ ንኻሊእ ግልጋሎት ከዉዕል ዘይክእል

4 ታኻርይ ኣብቲ ግቢ ንዝትከሉ ተክልታት ክክናከን ብኣግባቡ ከማሓድር ዝክእል

5 ከቢድ ድምፂ ክፈጥሩ ዝኽእሉን ንኸባ ማሕበረሰብ ዝርብሽን ስራሕቲ ክሰርሕ ዘይክእልን

6 ዝኮነ ዓይነት ቃሚ ህንፃ ክሰርሕ ዘይክእል ፡ መግዝኢ ሰነድ ብር 50 ከፊሉ ክወስድ ዝክእል

7 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2%  ብCPO መኽበሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝኽእል

8 ተጫረቲ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 26/11/2011 ክሳብ 08/12/2011ዓ/ም ይከዉን

9 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 08/12/2011ዓ/ም ልክዕ 8፡30 ሰዓት ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 08/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡ 00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝኽፈት ይኸዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ዝተመልአ ሰነድ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማደኣት መቐለ ከእትው ዝክእሉ ኮይኑ ጨረታ ኮሚቴ ኣብ ዝተረከብሉ የካይድ፤

9 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዝወፀኣሉ ካብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ክሳብ 22/06/2011ዓ/ም ይከውን፤ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ተዓሺጉ ማሕተም ፊርማን ሃልይዎ ከቅርብ ይግባእ፤

9 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 22/06/2011ዓ/ ሰዓት 6:30 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይከውን፤

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ