ትግራይ ባዮቴክኖሎጂ ማእከል ኣብ ዞባ መቀለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ ላጪ ኣብ ቀፅሪ እቲ ትካል ብደረጃ BC 8 /GC 8 ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ከማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

ናይ ስራሕ ተኮነተርቲ ዝተዉሃበ ፍቃድ ንግዲ; ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ; ቲን ነምበር; ቫት ተመዝገብቲ መቅረባይነት ስርትፍኬት

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 200 ብር ብምክፋል ካብ ዕልት 19 /11/ 2011 ዓም ክሳብ 03/ 12 /2011 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

ጨረታ 03/ 12/ 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

መከበሪ ጨረታ 20000

ኣድራሻ

ዒላላ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሽን መቀለ

ስቁ 03442 410547/ 0914733207

ድሕሪት
ጨረታ መደብ