ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዶዘር ኪራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክንግልግለ ሰለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተምን ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 15/11/2011 ዓም ክሳብ ዕለት 17/11/ 2011 ዓም ሰዓት 11:00

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/11/ 2011 ዓም ናይ ንጎሆ ሰዓት 3:00

4 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342408757

ድሕሪት
ጨረታ መደብ