ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ንደ/ከ/ሰ/ርክብ ናይ በዓል ዲኣስፖራ ተጋሩ ልምዓት ኤግዝብሽን ዝተፈላለዩ ባነራት ሕትመት ብፕሮፎረማ ከህትም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 10, 2011 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሓምለ 10, 2011 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ግብሪ ከፋለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

3 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/11/2011 ዓም ክሳብ 10/11/2011 ዓም ሰዓት 9:30 ክተቅርቡ ትክእሉ

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/11/2011 ዓምሰዓት 10:00 ኣብ በሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ 0344415291

ድሕሪት
ጨረታ መደብ