ኣብ ቢሮና ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ትግ 00114 ሞዴል 105 ኮብራ ናይ መኪና ኣቕሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 25, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 26, 2011 04:29 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 26, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ       ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/10/2011ዓ/ም ክሳብ 26/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቕ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                                            ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ