ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ንሞዴል 105 ኮፕራ መኪና ዝውዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 25, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤  

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 20/10/2011ዓ/ም ክሳብ 25/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                              2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                                          ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-410504 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ