ማእከል ህንፀት ውቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ፡፡

1 ብናይ ምግቢ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ 2011ዓ/ም ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋብነት ምስክር ወረቀትን ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 መከበሪ ጨረታ 15000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ክፊሊት መአዘዚ ቼክ ወይ ሲፒኦ ኣቀዲሞም ዘትሕዙ፤

6 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 21/09/2011ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ድማ 06/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ማእከል ህንፀት ውቅሮ ይክፈት፡፡

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ህንፀት ውቅሮ ቢሮ ቁፅሪ 3 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምውሳድ ትክእሉ፤

8 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-430843/ 0344-430333 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s