ኣብ ሆስፒታል ንዝርከብ ንምፅጋን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ኮምፒተር
  • ፕሪንተራት
  • ፎቶ ኮፒን ካልኦት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ማሸነሪታት ንምፅጋንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ስለዚ ዝምልከተኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ናይ ዚ ዝምልከት ዝተሐደሰን ሕጋዉን ፍቃድ ንግዲ ስራሕ መረዳእታ ዘቅርብ

2 ብቢሮ ኤጄንሲ ልምዓት እቶት ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ካርዲ (ቲን ናምበር) ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ዘቅርብ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡን ንምዃኖም መረዳእታ ዘቅርቡ

3 ብዝምከቶ አካል ናይ ጋረጅ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርትፊኬት ዘለወዎን ከቅርብ ዝክእልን

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብባንክ ዝተረጋገፀ ሰርቲፊኬት ሲፒኦ ወይ ጥረገንዘብ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ከትሕዝ ዝክእል

5 ተጫረቲ እዚ ምልከታ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/01/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/02/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 20 (ዒስራ ብር) ከፊሎም (ዓዲጎም) ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን ንመንግስቲ ዝክፈል ክፍሊት ሓዊሶም ደሚሮም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተደለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብሩ ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከብሉ ቦታ ኣብ ዉቅሮ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ /ምምሕዳር ቁፅሪ 01 እዩ

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 10/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀተሪ ዝክፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተተረኪቦም ይምረፅ

7 ተጫቲ ኣብ ጨረታ ዝተቀመጡ ነጥብታት ብግልፂ እንተዘይኮይንሎም መብርሂ (መማሐየሺ እንተልይዎም ናይ ጨረታ መክፈቲ ዕለት ቅድሚ ብፅሑፍ ቅድሚ ብፅሑፍ ቅድሚ 5መዓልቲ ብፅሑፍ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከቅርቡ ይክእሉ

8 ብዝተፈላለየ መልክዑ ጨረታ ምክፋቱ ከዛብዕ ዝፈትኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወዓኢ ገይሩን ቀፃሊ ከይሳተፍ ይግበር

9 ተጫረት ድሕሪ ሳፁን ጨረታ ምክፋቱ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድንን ንዝብለ ዘትሓዞ ትሕጃ ናብ መንግሰቲ ኣታዊ ይከዉን /ኣይምለሰሉን

10 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ደኩሜንት ሽሞምን ፊርመኦምን ካምኡዉን ማህተም ከስፍሩ አለዎም

11 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርበዎ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ክህሉ የብሉን

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሕሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430057 ደዊልካ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s