ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንድስትሪን ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይዕፆ፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501

ድሕሪት
ጨረታ መደብ