ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ይከውን፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-770388 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ