ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 07/08/2011 ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/08/2011ዓም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-403728 ምድዋል ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ