ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/ልምዓት፣ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/07/2011ዓ/ም ክሳብ 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ